SKIP TO MAIN CONTENT

"ኣብ ኩናት ሰዓርን ተሰዓርን የለን ኩናት የመን ብህጹጽ ደው ይበል" ጻዊዒት ዉ.ሕ.ሃገራት

A displaced family at a camp for IDP in the northern province of Amran, Yemen (AAP).jpg
A displaced family at a camp for IDP in the northern province of Amran, Yemen (AAP).jpg Source: A displaced family at a camp for IDP in the northern province of Amran, Yemen (AAP).jpg

ኣብዚ እዋን ሰማንያ ሚ እታዊ ወይ 20 ሚሊዮን ህዝቢ የመን ኣብ ትጽቢት ረዲኤት ወዲቆም ብ ኣሸሓት ዝቑጸሩ ድማ ይቕተሉ ኣለዉ... ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ድማ ኩሎም ተሳተፍቲ እቲ ኩናት፡ ዉልቃዊ ድልቶም ንምርዋይ እምበር ድሌት ህዝቢ ዘዓጦም ምዃኑ ይገልጽ...

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ እዋን ሰማንያ ሚ እታዊ ወይ 20 ሚሊዮን ህዝቢ የመን ኣብ ትጽቢት ረዲኤት ወዲቆም ብ ኣሸሓት ዝቑጸሩ ድማ ይቕተሉ ኣለዉ... ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ድማ ኩሎም ተሳተፍቲ እቲ ኩናት፡ ዉልቃዊ ድልቶም ንምርዋይ እምበር ድሌት ህዝቢ ዘዓጦም ምዃኑ ይገልጽ...

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now