ኣብ የመን ብዘሎ ኲናት፡ ኣመሪካ ብሪጣንያን ፈረንሳን ብገበን ኲናት ይኽሰሳ04:29ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (8.23MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPeople inspect as the bodies of a detainees uncovered from under the rubble of a Houthi-held detention center destroyed by Saudi-led airstrikes Source: APኣብ የመን ኲናት ገበን ከቑጸር ዘኽእል ኣብ ዝግበር ዘሎ ኲናት፡ ብሪጣንያ፡ ኣመሪካ፡ ፈረንሳን ኢራንን ተሓተቲ ክኾና ይኽእላ እየን ክብል ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እዚ ዝግለጽ ዘሎ ኣብቲ ኲናት ዝሳተፉ ዘለዉ ኩሎም ተሓተቲ ምዃኖምን ኣጽዋር ከይቀርብ ጻዊዒት ኣብዝቐርበሉ ዘሎ እዋን እዩ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (8.23MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 4 September 2019 9:16amSource: SBSAvailable in other languagesSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareኣብ የመን ኲናት ገበን ከቑጸር ዘኽእል ኣብ ዝግበር ዘሎ ኲናት፡ ብሪጣንያ፡ ኣመሪካ፡ ፈረንሳን ኢራንን ተሓተቲ ክኾና ይኽእላ እየን ክብል ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እዚ ዝግለጽ ዘሎ ኣብቲ ኲናት ዝሳተፉ ዘለዉ ኩሎም ተሓተቲ ምዃኖምን ኣጽዋር ከይቀርብ ጻዊዒት ኣብዝቐርበሉ ዘሎ እዋን እዩ።ShareLatest podcast episodes09:04ኣማራጺታት ክንክን ሕርስን ጥንስን ኣብ ኣውስትራሊያ፡podcast episode9 minutes 4 seconds06:38ናብ ትግራይ ካብ ዝኣቱ፡ ካብ ትግራይ ዝወጽእ ብዝሒ ሰብ እናወሰኸ ይኸይድ። (ጸብጻብ)podcast episode6 minutes 38 seconds53:46ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (17 ነሓሰ 2026)podcast episode53 minutes 46 seconds10:54ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (17 ነሓሰ 20260podcast episode10 minutes 54 seconds