SKIP TO MAIN CONTENT

“ድምጽና ንኸነስምዕ፡ ካብ መላእ ግዝኣታት ኣውስትራሊያ ኣብ 24 ግንቦት ኣብ ካንቤራ ክንእከብ ኢና።” ኣተሓባበርቲ ኤርትራዊያን ኣብ ኣውስትራሊያ

Eritrean Australians gathering in Canbera
Source: SBS

ንመንግስቲ ኤርትራ ንምቅዋምን ድምጾም ንመንግስቲ ኣውስትራሊያን ማሕበረሰብ ዓለምን ንኸስምዑን ካብ ኩለን ግዝኣታት ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ኤርትራዊያን ኣብ ካንቤራ ከምዝራኸቡ ካብ ኣተሓባበርቲ እቲ ምትእኽኻብ ንሬድዮ SBS ትግርኛ ገሊጾም ኣለዉ። ዕላማ ናይቲ አኼባ፡ ክግበር ተሓሲቡ ዘሎ ንጥፈታት፡ ተሳተፍቲ እቲ ምትእኽካብ ካበይን ብኸመይን ዝመጹ እዮም፡ ዝብሉን ካልእ ሕቶታትን ኣቶ ዘርኡ ካብ ብርዝቤን፡ ኣቶ ኣማን ካብ ፐርዝ ከምኡውን ኣቶ ኣረይ ካብ መልበርን መግለጺ ሂቦም ኣለዉ። ንምሉእ ትህዝቶ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ንመንግስቲ ኤርትራ ንምቅዋምን ድምጾም ንመንግስቲ ኣውስትራሊያን ማሕበረሰብ ዓለምን ንኸስምዑን ካብ ኩለን ግዝኣታት ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ኤርትራዊያን ኣብ ካንቤራ ከምዝራኸቡ ካብ ኣተሓባበርቲ እቲ ምትእኽኻብ ንሬድዮ SBS ትግርኛ ገሊጾም ኣለዉ። ዕላማ ናይቲ አኼባ፡ ክግበር ተሓሲቡ ዘሎ ንጥፈታት፡ ተሳተፍቲ እቲ ምትእኽካብ ካበይን ብኸመይን ዝመጹ እዮም፡ ዝብሉን ካልእ ሕቶታትን ኣቶ ዘርኡ ካብ ብርዝቤን፡ ኣቶ ኣማን ካብ ፐርዝ ከምኡውን ኣቶ ኣረይ ካብ መልበርን መግለጺ ሂቦም ኣለዉ። ንምሉእ ትህዝቶ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now