Source: SBS Dinkaብመገዲ ኣገግልግሎት ስራሕን መን እሰያትን ኣፍሪቃዊያን ኣውስትራሊያዊያን (AAEMYS) ኣቢሉ ኣብ ናይ ቪክቶሪያ ፖሊስ ክቑጸሩ ንዝደሊዩ ኣፍሪቃዊያን ኣውስትራሊያዊያን ጻዊዒት ቀሪቡ፡ ዛጊት ካብ ማሕበረ ሰብ ደቡብ ሱዳን ብብዝሒ ነቲ ዕድል ክጥቀምሉ ከለዉ ብፍላይ ተዛረብቲ ትግርኛ ክጥቀምሉ ኣይከኣሉን። ሓላፊ ናይ AAEMYS ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ ሕጂ'ውን እቲ ዕድል ክፉት ስለዘሎ መንእሰያት ክጥቀምሉ ይምሕጸን። ኣብ ቪክቶሪያ ፖሊስ ምቑጻር ማለት፡ ቀዋሚ ስራሕ ብብዙሕ ዓይነት ስራሕ ዕብየት ዝርከቦን ንገዛእ ርእስኻን ንሕብረተሰብካን ኣገልግሎት ትህበሉ ሰፊሕ ዕድል ከምዝፈጥር ድማ ይዛረብ።
ብመገዲ ኣገግልግሎት ስራሕን መን እሰያትን ኣፍሪቃዊያን ኣውስትራሊያዊያን (AAEMYS) ኣቢሉ ኣብ ናይ ቪክቶሪያ ፖሊስ ክቑጸሩ ንዝደሊዩ ኣፍሪቃዊያን ኣውስትራሊያዊያን ጻዊዒት ቀሪቡ፡ ዛጊት ካብ ማሕበረ ሰብ ደቡብ ሱዳን ብብዝሒ ነቲ ዕድል ክጥቀምሉ ከለዉ ብፍላይ ተዛረብቲ ትግርኛ ክጥቀምሉ ኣይከኣሉን። ሓላፊ ናይ AAEMYS ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ ሕጂ'ውን እቲ ዕድል ክፉት ስለዘሎ መንእሰያት ክጥቀምሉ ይምሕጸን። ኣብ ቪክቶሪያ ፖሊስ ምቑጻር ማለት፡ ቀዋሚ ስራሕ ብብዙሕ ዓይነት ስራሕ ዕብየት ዝርከቦን ንገዛእ ርእስኻን ንሕብረተሰብካን ኣገልግሎት ትህበሉ ሰፊሕ ዕድል ከምዝፈጥር ድማ ይዛረብ።