SKIP TO MAIN CONTENT

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን (02/03/2017)

HoA News (02 03 2017)
HoA News (02 03 2017) Source: Dailymaverick Twitter Asiancorrespondent TheRakyapost

ሰራዊት ፑንትላንድ ናዕቢ ኣካይዶም፡ ድኻታት ሃገራት ዝበዝሑ ካብ መረበቶም ዝተፈናቐሉ ሰባት ከምዘዕቁባ ሓድሽ ጸብጻብ ው.ሕ.ሃ. ኣፍሊጡ፡ ናይጀርያውያንን ኤርትራውያንን ዝበዝሑ ናብ ኢጣልያ ዝሰገሩ ተባሂሎም፡ ማሌዥያ ምስ ሰሜን ኮርያ ምትእስሳር ዘለወን ኣብ ሃገራ ዝርከባ ትካላት ከምትዓጹ ኣፍሊጣ - ኤርትራ ብተዘዋዋሪ መንገዲ ትጥቀስ፡ መልሲ መንግስቲ ደቡብ ኣፍሪቃ ንመጥቃዕትታት ኣብ ልዕሊ ወጻእተኛታትን ስደተኛታትን ነቐፌታ ይመጾ፡

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰራዊት ፑንትላንድ ናዕቢ ኣካይዶም፡ ድኻታት ሃገራት ዝበዝሑ ካብ መረበቶም ዝተፈናቐሉ ሰባት ከምዘዕቁባ ሓድሽ ጸብጻብ ው.ሕ.ሃ. ኣፍሊጡ፡ ናይጀርያውያንን ኤርትራውያንን ዝበዝሑ ናብ ኢጣልያ ዝሰገሩ ተባሂሎም፡ ማሌዥያ ምስ ሰሜን ኮርያ ምትእስሳር ዘለወን ኣብ ሃገራ ዝርከባ ትካላት ከምትዓጹ ኣፍሊጣ - ኤርትራ ብተዘዋዋሪ መንገዲ ትጥቀስ፡ መልሲ መንግስቲ ደቡብ ኣፍሪቃ ንመጥቃዕትታት ኣብ ልዕሊ ወጻእተኛታትን ስደተኛታትን ነቐፌታ ይመጾ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now