SKIP TO MAIN CONTENT

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን (1 ታሕሳስ 2016)

Horn of Africa News
Horn of Africa News Source: Arabtoday; Historyfiles.co.uk

ኢትዮጵያ ዶባታ ከተኽብር ዓቢ ሓገዝ ጌሩ ብምባል መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሞት ካስትሮ ሓዚኑ፡ መራሕቲ ግብጽን ኤርትራን ምትሕግጋዞም ከጠናኽሩ ተሰማሚዖም፡ ምርጫ ሶማል ብሰላም ክዛዘም መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዝሕግዝ ኣፍሊጡ፡ ውግእ ሓድሕድ የመን ንምዕራፍ ብው.ሕ.ሃ ክግበር ዝጸንሐ ጻዕርታት ዘበርዕን ስጉምቲ ዕጡቕ ሑቲ ሓድሽ ናይ ሓድነት መንግስቲ መስሪቱ፡ መንግስቲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሪቃዊ ብሉጽ ኣየር ተባሂሉ ንሓምሻይ ግዜ ተሰሊሙ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኢትዮጵያ ዶባታ ከተኽብር ዓቢ ሓገዝ ጌሩ ብምባል መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሞት ካስትሮ ሓዚኑ፡ መራሕቲ ግብጽን ኤርትራን ምትሕግጋዞም ከጠናኽሩ ተሰማሚዖም፡ ምርጫ ሶማል ብሰላም ክዛዘም መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዝሕግዝ ኣፍሊጡ፡ ውግእ ሓድሕድ የመን ንምዕራፍ ብው.ሕ.ሃ ክግበር ዝጸንሐ ጻዕርታት ዘበርዕን ስጉምቲ ዕጡቕ ሑቲ ሓድሽ ናይ ሓድነት መንግስቲ መስሪቱ፡ መንግስቲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሪቃዊ ብሉጽ ኣየር ተባሂሉ ንሓምሻይ ግዜ ተሰሊሙ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now