SKIP TO MAIN CONTENT

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን (18 01 2017)

HoA News (18 01 2017)
HoA News (18 01 2017) Source: EastAfro PRI IFRC TimesLive Thisisafrica

ተጋዳላይን ህቡብ ደራፋይ ቋንቋ ትግረን ስዒድ ዓብደላ ኣብ ኣውስትራልያ ኢዱ ሂቡ፡ ሕጽረት መግቢ ኣብ ኤርትራ ሓደ ካብቶም ብግቡእ ዘይተቓልሐ ዜናታት 2016ዩ ኔሩ ተባሂሉ፡ ደቡብ ኣፍሪቃ ዋላኳ ዝለዓለ ጋግ ኣብ መንጎ ሃብታምን ድኻታትን ይሃልወኒ መዕቆቢ ስደተኛታት ምዃና ግን ብግቡእ ስለዘይተቓልሐ ኣይተፈልጠለይን ትብል፡ ኤውሮጳ ዝረግጹ ዘለው መሰነይታ ዘይብሎም ህጻናት ስለዝበዝሑ ኣስጋኢ ኮይኑ

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ተጋዳላይን ህቡብ ደራፋይ ቋንቋ ትግረን ስዒድ ዓብደላ ኣብ ኣውስትራልያ ኢዱ ሂቡ፡ ሕጽረት መግቢ ኣብ ኤርትራ ሓደ ካብቶም ብግቡእ ዘይተቓልሐ ዜናታት 2016ዩ ኔሩ ተባሂሉ፡ ደቡብ ኣፍሪቃ ዋላኳ ዝለዓለ ጋግ ኣብ መንጎ ሃብታምን ድኻታትን ይሃልወኒ መዕቆቢ ስደተኛታት ምዃና ግን ብግቡእ ስለዘይተቓልሐ ኣይተፈልጠለይን ትብል፡ ኤውሮጳ ዝረግጹ ዘለው መሰነይታ ዘይብሎም ህጻናት ስለዝበዝሑ ኣስጋኢ ኮይኑ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now