SKIP TO MAIN CONTENT

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን (28/9/2017)

Horn of Africa News
Source: Bloomberg Southernchinamorningpost Aljazeera UN Africannews

ቻይና ኣብ መሬት ጂቡቲ ንፈለማ ግዜ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣካይዳ፡ ኣንጎላ ሓድሽ ፕረዚደንት ሰይማ፡ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያ ልዑላዊ መሬተይ ገቢታ ክሳብ ሕጂ ብምሓዛ ኩነታት ሰላም ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ትዘርግ ኣላ ክትብል ከሲሳ፡ ሶማሊላንድ ከኣ ተወለድቲ ብሄረ ኦሮሞ ሶጊጋ ተባሂላ ብኢትዮጵያ ተኸሲሳ፡ ባይቶ ኡጋንዳ ምውሳኽ ዕድመ ስልጣን ንፕረዚደንት ዩወሪ ሙሰቨኒ ክዝቲ ኣብ ዝቀራረበሉ ዝነበረ እዋን ኣብ መንጎ ኣባላት ባይቶ ናይ ጉስጥን ምስንዳው ወንበርን ባእሲ ተላዒሉ፡

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቻይና ኣብ መሬት ጂቡቲ ንፈለማ ግዜ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣካይዳ፡ ኣንጎላ ሓድሽ ፕረዚደንት ሰይማ፡ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያ ልዑላዊ መሬተይ ገቢታ ክሳብ ሕጂ ብምሓዛ ኩነታት ሰላም ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ትዘርግ ኣላ ክትብል ከሲሳ፡ ሶማሊላንድ ከኣ ተወለድቲ ብሄረ ኦሮሞ ሶጊጋ ተባሂላ ብኢትዮጵያ ተኸሲሳ፡ ባይቶ ኡጋንዳ ምውሳኽ ዕድመ ስልጣን ንፕረዚደንት ዩወሪ ሙሰቨኒ ክዝቲ ኣብ ዝቀራረበሉ ዝነበረ እዋን ኣብ መንጎ ኣባላት ባይቶ ናይ ጉስጥን ምስንዳው ወንበርን ባእሲ ተላዒሉ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now