ኣብዚ ዘተ ኣብ ቀኒ ኣፍሪቃ በብእዋኑ ዝተቐልቀሉ ሕቶታት ደሞክራሲ ከይዕንብቡን ከይፈርዩn ዝዕንቅፉ ነገራት ክዝተየሎም እዩ። ድልየት ህዝቢን ዓፈንቲ ባእታታትን እንታይ እዮም? ነቲ በብእዋኑ ዝለዓል ሕቶ ህዝቢ ናብ ተግባር ንምውዓል ክእለ ዝግብኦ ማሕለኻ እንታይ እዩ? ካልኦትን ኣብዚ ዘተ SBS ትግርኛ፡ ዶ/ር ኣማኒኤል ኤልያስ ኢብራሂም ዓሊ ጋዜጠኛ በየነ ሰመረ
Share

Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

