ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ሕዳር 2023)

World - Tigrinya.jpg

ንሎሚ 29 ሕዳር 2023 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ዜና፡ ወተሃደራዊ ኣዛዚ እስራኤል ፡ እቲ ምስ ሓማስ እተገብረ ዉዕል ተዂሲ ደው ምባል ድሕሪ ምብቃዑ እቲ ኲናት ብምሉእ ሓይሊ ከም ዝቕጽል ቃል ኣትዩ ። ኣብ ህንዲ ኣብ ጥቓ ኣኽራን ሂማላያ ኣብ ዝርከብ ገለርያ ተቐርቂሮም ካብ ዝጸንሑ ሰራሕተኛታት ፡ 17 ካብኦም ነጻ ክወጹ ክ ኢሎም ኣለዉ። ብመኪና ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ናብ ኬንያ ዝጓዓዙ ዝነበሩ 53 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከም ዘእተዉ ተፈሊጡ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service