“መንግስቲ ኤርትራ ንበይኑ ዝገብሮ ስምምዕ ሰላም፡ ውሕስነት የብሉን።” ሳልሕ (ቓዲ) ጆሃር

Source: SBS Tigrinya
ምስ ምሻም ሓዲሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘሎ ምስሕሓብ ንምፍታሕ፡ ዝግበር ትጽቢት። ተቓወምቲ መንግስቲ ኤርትራን ኣብ ኢትዮጵያ ዝህልዎም ባይታን፡ ምስ ሰብ መዚ ኢትዮጵያ ዝምድና ንምምሕያሽ ብዛዕባ ዝቖመ ሓዲሽ ሓይሊ ዕማም ኤርትራዊያንን ዕላማኡን፡ ካልእን ምስ ኣቶ ሳልሕ (ቓዲ) ጆሃር ዝተገብረ ቃለ መሕትት።
Share