"እቲ ኲናት ኣብ ምሉእ ዓፋር ከይስፋሕፍሕ'ሞ እቶም ኣብ መዓስከራት ዝርከቡ ስደተኛታት ከይጉድኡ ስግኣት ኣሎ።" ኢብራሂም ዓፈረንሲስ

Afar Region and the war in Ethiopia

Source: AAP

ኣብ ትግራይ ንዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ከቢድ ኲናት ድሕሪ ምግባሩ፡ ሓይሊታት ትግራይ ንከተማ መቐለን ዝበዝሐ ከባቢታት ትግራይን ድሕሪ ምቁጽጻሮም ናብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ገስጋሶም ከምዝቐጸሉ ይፍለጥ። እዚ ኩነታት ኣብ መዓስከራት ዓፋር ዝርከቡ ስደተኛታት ብሓፈሻ ድማ ንህዝቢ ዓፋር ብኸመይ ጸልይዎ፡ ኣብ መንጎ ክልል ዓፋርን ሶማልን ዘሎ ጎንጽን ምስኡ ዝተሓሓዙ ኩነታት ዝምልከት፡ ተጣባቒ መሰላት ህዝቢ ዓፋር ዝኾነ ምስ ኢብራሂም ዓፈረንሲስ እተገብረ ቃለ መሕትት።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now