ኣገልግሎታት ምእላይ ቆልዑ ኣብ ኣውስትራሊያ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide

Source: Pexeles

ትማሃሩ ወይ ትሰርሑ እንተኾይንኩም፡ ኣብ ገዛኹም ድማ ቆልዑ እንተሃልዩኩም ፤ ኣብ ኣውስትራሊያ ብመንግስቲ ዝድጎም ናይ መውዓሊ ህጻናት ኣገልግሎት ክትረኽቡ ትኽእሉ ። ነቲ ናይ ንጥፈታት መርመራታት እንተዓጊብካዮ ፣ እቲ መጠን ናይ መንግስቲ ድጎማ ድማ ኣብቲ ናይ ስድራቤት እቶት ይምርኮስ ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now