"ሎሚ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ነዊሕ መደብ ጌርካ ክትሰርሕ ኣይትኽእልን ኢኻ።" ልኡል ፍስሃየ

Interview with Australian Ethiopian returned from war zon in Tigray

Leul Fessehaye Source: Supplied

እዚ ካልኣይ ክፋል ምስ ኣውስትራሊያዊ ዜግነት ዘለዎ ትግራዋይ ኣቶ ልኡል ፍስሃ ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት እዩ። ንሱ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ካልኦት መሻርኽቱ ሓደ ኩባንያ ብምጥያስ፡ ኣብዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣብ ሕርሻን ህንጻን ኣውፊሩ ክሰርሕ ዝጸንሐ እዩ። ኣብዚ ሰሙን ናብ ከተማ መልበርን ምስተመልሰ ኣብ ትግራይ ኲናት ድሕሪ ምኽፋቱ ኣብ ኣውፈርቲ ትግራይ ዘጋጥሞም ዘሎ መሰናኽል ምስ ናይ ገዛእ ተሞኩሮኡ ኣካፊሉና ኣሎ፡



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now