"መስዋእቲ ናይ ኤርትራዊያን; ሓደ ካብቲ ንኤርትራ ዘቖሙ ኣዕኑድ'ዩ።" ሳሙኤል ቢዘን

Conversation with Samuel Bizen on the Commemoration of Eritrean Mastery’s day.

Source: Samuel Bizen

20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ዝዝከረሉ ቅነ፡ ሳሙኤል ቢዘን ብዘበገሶ ናይ ጉያ ብድሆ ብዙሓት ስዒቦሞ፡ መዓልታዊ ጎኒ ንጎኒ እቲ ጉያ ብዛዕባ ዝፈልጦም ታሪኽ ስዉኣት ብቪድዮ መልእኽቲ እናሕለፈ ጸኒሑ። ነዚ ኣመልኪትና ብዛዕባ ትርጉም መስዋእቲን ገለ ካብቶም ዝጥቀሱ ታሪኽ ኣዕሊሉና ኣሎ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now