“ንኤርትራውያን እሱራት በብዓመቱ ምዝካር ጥራይ ዘይኮነ ጥርኑፍ ብዝኾነ መንገዲ ንዓለም ከነፍልጥ ክንነጥፍ ኢና።” መም ኣልኣሚን ዓብደላ19:05 Source: Eritrea Hubኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (34.97MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ሚያዝያ 14 መዓልቲ እሱራት ኤርትራ ንምዝካር ቀዳም ኣብ'ዚ ኣብ መልበርን በቲ ማሕበረሰብ ሓደ መደብ ተኻይዱ ኔሩ፡ ምስ ሓደ ካብ ኣወሃሃድቲ መምህር ኣልኣሚን ዓብደላ ዝተኻየደ ዕላል።ShareLatest podcast episodes'ልዕሊ 600 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዕቑባ ናብ ኤርትራ ብሓይሊ ተሰጒጎም'። (ጸብጻብ)ኣጸጋሚ ግና ዕሽሽ ዘይበሃል ጉዳይ፡ ዓቢ ለውጢ ኣብ NDIS ንምጉዳል ተሳተፍቲን ንመጠፋፋእቲ ዒላማ ዝገበረ ስጉምቲ።ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (22 ሚያዝያ 2026)ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (21 ሚያዝያ 2026)