“ህዝብና ልዕሊ ሃይማኖት ይኹን ፖለቲካ መጀመርታ ሰብ ክኸውን’ዩ ዘለዎ፡ ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ የድልዮ ኣሎ።” ዶ/ር ዳኒኤል ሃብታይ

Personal and organisational Leadership

Source: Daniel Habtay

ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝቖመ ብዛዕባ መሪሕነት ስልጠና ዝህብ “Josef Leadership Academy” መስራቲን ኣካያዲን ረቨረንድ ዳኒኤል ሃብታይ ብዛዕባ እቲ ትካልን ዝህቦ ኣገልግሎትን ከምኡውን ብዛዕባ ፍልጠትን ኣድላዪነትን መሪሕነት ዝምልከት ሓሳብ ኣካፊሉ ኣሎ፡ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል’ዩ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now