"እቲ ንገብሮ ሰልፊ፡ ነቶም ሏኣላውነትና ክደፍሩ ወጥምውጥም ዝብሉ መራሕቲ ኢትዮጵያ'ውን መልእኽቲ ንምምሕልላፍ'ዩ።"

Interview

Source: Supplied

ግሎባል ይኣክል ዘበገሶ ኣብዝተፈላለዩ ሃገራት ናይ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራዊያን ኣብ ዕለት 21 ግንቦት ሰላማዊ ሰልፊ ክገብሩ'ዮም። እቲ ሰልፊ ንምንታይ ዕላማ ከምትወደበ ካብ ኣወሃሃድቲ ኣቶ ያቆብ ገብረትንሳኤንን ን ኣቶ ተመስገን ዓንደሚካኤልን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now

"እቲ ንገብሮ ሰልፊ፡ ነቶም ሏኣላውነትና ክደፍሩ ወጥምውጥም ዝብሉ መራሕቲ ኢትዮጵያ'ውን መልእኽቲ ንምምሕልላፍ'ዩ።" | SBS Tigrinya