Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ ውድድራት ኣትለቲክስ ኢትዮጵያ ክሳተፉ ካብ ትግራይ ዝመጹ ኣትሌታት ፖለቲካዊ መልእኽቲ ኣመሓላሊፍኩም ተባሂሎም ካብ ውድድር ተሰናቢቶም

Two people wear masks as they visit the newly opened Japan Olympic Museum Source: AAP

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (12/04/2021)* ንግጥማት ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ኢትዮጵያ ክሳተፉ ካብ ክልል ትግራይ ዝመጹ ኣትሌታት ፖለቲካዊ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም ተባሂሉ ካብ ውድድር ተሰናቢቶም፡* ኣብ ሌጎስ ናይጀርያ ኣብ ዝተኻየደ መበል ሻድሻይ ዓመታዊ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን ኣክሰስ ባንክ ሌጎስ ሲቲ ማራቶን 2021 ኢትዮጵያዊት መሰረት ድንቄ ተዓዊታ፡ * ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንሓለቓ ጋንታ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራን ተጻዋታይ ጋንታ ቀይሕ ባሕሪ ዝነበረን ሮቤል ተኽለሚካኤል ምስኣ ተሰሊፉ ክጻወት ከምዘፈረመቶ ገሊጻ፡ * ዓለምለኻዊ ሕብረት ቅድድም ብሽግለታ ተርታ ሃገራት ቅድድም ብሽግለታ ዓለም ትሕቲ 23 መንእሰያት ዘርጊሑ ኤርትራ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ተሰሪዓ፡ * ግጥማት ኦሎምፒክስ ቶክዮ ክታበታት ኣብ መላእ ዓለም ብማዕረ ኣብ ዘይተዘርግሕሉ እዋን ንኹሉ ብማዕረ ከሳትፍ ዕድል ኣለዎ ድዩ?

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣብ ውድድራት ኣትለቲክስ ኢትዮጵያ ክሳተፉ ካብ ትግራይ ዝመጹ ኣትሌታት ፖለቲካዊ መልእኽቲ ኣመሓላሊፍኩም ተባሂሎም ካብ ውድድር ተሰናቢቶም 12/04/2021 13:08 ...
ፎረም ውድባት ትግራይ ህወሓት ኣብ መዝገብ ግብረሽበራ ክሰፍር ንዝተወሰነ ውሳኔ ጉልባብ ምጽናት ዓሌት እዩ ብምባል ተቓዊሞም። 10/05/2021 05:54 ...
“ምግማቱ ዘየሸግር ብዙሕ ቁጽሪ ኤርትራዊ ኣብዚ ኲናት ሃሊቑ ኣሎ።” ፕሮ/ ዓወት ተወልደ 09/05/2021 20:40 ...
ንኤርትራውያን ን30 ዓመት ከውርደሎም ዝጸንሐ ግፍዕታት ኣብ ትግራይ ኣብ ትሕቲ 6 ወርሒ ብምፍጻም ንዓለም ኣርእይዋ - ሜሮን እስቲፋኖስ 08/05/2021 25:16 ...
“ኣብ ትግራይ ዘሎ ዉግእ ሓድሕድ ብገለ እንተተወዲኡ፡ ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ዘለዋ ረጽሚ ክገድድ ኢኻ ትጽበዮ።” ፕሮ/ ዓወት ተወልደ 07/05/2021 26:38 ...
መደብ ፍሮንትላይን ፒቢኤስ ሕሱም ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝሰነደት ፊልም ኣቕሪባ; ሲድኒ ቀይድታት ኮቪድ ተተኣታቱ 07/05/2021 09:00 ...
ንምንታይ'ዩ ጾታዊ ዓመጽ ከጋጥም እንከሎ ብዙሓት መሰናኽላት ንፍትሒ ዝህልው፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ) 06/05/2021 16:11 ...
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ግብጺን ዑደት ይገብር ኣሎ። (ካብ ሓጸርቲ ጸብጻብ) 05/05/2021 06:07 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ብናጻ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምምሃር ይከኣል’ዩ። (መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 05/05/2021 07:55 ...
'ናይ ሓባር ኢፍጣር ወለዶታት ብሓንሳብ ክንእከብን ሃይማኖትን ባህልን ናብ ዝቕጽል ወለዶ ከነመሓላልፍን ይሕግዘና' - ኣማን ኣሕመድ ጣሃ 04/05/2021 09:57 ...
View More