Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ውጽኢት መርመራ ኮሮናቫይረስ ግጥም ቅድሚ ምጅማሩ ምንጋር ንመጋጥምቲ ጋንታ ኮነ ኢልካ ንምስንኻል ድዩ፧

ተጻወቲ ቤኒን ሽዱሽተ ተጻወቶም ኮቪድ-19 ስለዝተለኽፉ ኣይጻወቱን እዮም ተባሂሉ ምስ ተነግሮም ኩሎም ኣይንጻወትን ኢና ኢሎም ኣብዮም Source: The world game

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (05/04/2021)* ኣብ ቱርኪ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሜቭላና ተኻይዱ ኤርትራዊ መትከል ኢዮብ 6ይ ብምውጻእ ካብ’ቶም ዝለዓሉ 10 ተቐዳደምቲ ኮይኑ፡ * ኤርትራ ኣብ ዙር ሩዋንዳ 2021 ክትሳተፍ’ያ፡ * ኢትዮጵያ ኣብ ናይ መወዳእታ መጻረዪ ግጥማ ብኣይቮሪኮስት እንተተሳዕረት’ኳ ናብ ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ካሜሩን 2021 ምሕላፋ ኣረጋጊጻ፡ * ምድባት ሃገራት ንመጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ኩ’እግሪ ፊፋ ቐጠር 2022 ዝሓለፈ ሰሙን ወጺኦም፡ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ካብ ዝኸበዱ ምድባት ምስ ደ/ኣፍሪቃን ጋናን ተሰሪዓ፡ * መርመራታት ኮቪድ-19 ሃገራትን ክለባትን ንመሰናኸሊ መጋጥምተን ይጥቀማሉ ከይህልዋ ስግኣት ሓዲሩ፡

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ውጽኢት መርመራ ኮሮናቫይረስ ግጥም ቅድሚ ምጅማሩ ምንጋር ንመጋጥምቲ ጋንታ ኮነ ኢልካ ንምስንኻል ድዩ፧ 05/04/2021 11:24 ...
ንምንታይ'ዩ ጾታዊ ዓመጽ ከጋጥም እንከሎ ብዙሓት መሰናኽላት ንፍትሒ ዝህልው፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ) 06/05/2021 16:11 ...
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ግብጺን ዑደት ይገብር ኣሎ። (ካብ ሓጸርቲ ጸብጻብ) 05/05/2021 06:07 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ብናጻ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምምሃር ይከኣል’ዩ። (መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 05/05/2021 07:55 ...
'ናይ ሓባር ኢፍጣር ወለዶታት ብሓንሳብ ክንእከብን ሃይማኖትን ባህልን ናብ ዝቕጽል ወለዶ ከነመሓላልፍን ይሕግዘና' - ኣማን ኣሕመድ ጣሃ 04/05/2021 09:57 ...
ኣብ ዙር ሩዋንዳ ሓደስቲ መንእሰያት ንኤርትራ ወኪሎም ይሳተፉ፣ ቀዳማይ መድረኽ ኮሎምቢያውያን ይዕብልሉዎ 03/05/2021 12:05 ...
'ኣብ’ዚ እዋን ምሉእ ትግራይ ክኽየድ ይከኣል፡ ኣብ ገለ ቦታታት ግን ረዲኤት ንምብጻሕ ወተሃደራዊ መሰነይታ የድሊ' ዲና ሙፍቲ 03/05/2021 11:20 ...
ኢትዮጵያ: ግብጽን ሱዳንን መጥቃዕቲ ክኸፍታ ከም ዝኽእላ ካብ ምሕንሓን ሓሊፈን ወተሃደራዊ ስምምዕ ተፈራሪመን ክትብል ኣብ ባይቶ ፀጥታ ሕ/ሃ ከሲሳ። 03/05/2021 06:11 ...
“ነቶም ናብ ዓመጽ ዘዋፍሩ እናኾነንና፡ ኣብ ጎኒ ዉጹዕ ህዝቢ ደው ኢልና ነንሕድሕድና ብፍቕርን ብሰላም ንንበር።” 01/05/2021 26:27 ...
ዕለታዊ ዜና 29 ሚያዚያ 2021 SBS ትግርኛ 29/04/2021 14:53 ...
View More