Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ሰላማውያን ሰባት ኣብ ትግራይ ሕጂውን ግዳያት ኩናት ይኾኑ ኣለው - ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፖ

Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና፡* ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ሰላማውያን ሰባት ሕጂውን ግዳያት ኩናት ይኾኑ ከም ዘለዉ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፖ ተዛሪቡ።* ኢትዮጵያ ማሕበረሰብ ዓለም ንሱዳን ዓገብ ብዘይምባሉ ከም ዝሓዘነት ትገልጽ ፤ ሌ/ጀነራል ባጫ ደበሌ ምስ ሱዳን ኣይንዋጋእን፣ ምስ ሓይልታት ትግራይ ግን ውግእ ከም ዝቕጽል ተዛሪቡ።* ሓይልታት ትግራይ ብወገኖም ኣብ 13 መዓልቲ ልዕሊ 12 ሽሕ ሰራዊት ምዉትን ቁሱልን ከም ዝገበረ ኣፍሊጦም።* ስልጣን ፕረዝደንት መሓመድ ዓብዱላሂ ፎርማጆ ንክልተ ዓመታት ብምንውሓ ትኹነን ዘላ ሶማልያ ግዳማውያን ኣካላት ኣብ ዘቤታዊ ዛዕባ ከእትዉ ኣይግባእን ክትብል ኣጠንቂቓ

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ሰላማውያን ሰባት ኣብ ትግራይ ሕጂውን ግዳያት ኩናት ይኾኑ ኣለው - ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፖ 15/04/2021 09:12 ...
ፎረም ውድባት ትግራይ ህወሓት ኣብ መዝገብ ግብረሽበራ ክሰፍር ንዝተወሰነ ውሳኔ ጉልባብ ምጽናት ዓሌት እዩ ብምባል ተቓዊሞም። 10/05/2021 05:54 ...
“ምግማቱ ዘየሸግር ብዙሕ ቁጽሪ ኤርትራዊ ኣብዚ ኲናት ሃሊቑ ኣሎ።” ፕሮ/ ዓወት ተወልደ 09/05/2021 20:40 ...
ንኤርትራውያን ን30 ዓመት ከውርደሎም ዝጸንሐ ግፍዕታት ኣብ ትግራይ ኣብ ትሕቲ 6 ወርሒ ብምፍጻም ንዓለም ኣርእይዋ - ሜሮን እስቲፋኖስ 08/05/2021 25:16 ...
“ኣብ ትግራይ ዘሎ ዉግእ ሓድሕድ ብገለ እንተተወዲኡ፡ ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ዘለዋ ረጽሚ ክገድድ ኢኻ ትጽበዮ።” ፕሮ/ ዓወት ተወልደ 07/05/2021 26:38 ...
መደብ ፍሮንትላይን ፒቢኤስ ሕሱም ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝሰነደት ፊልም ኣቕሪባ; ሲድኒ ቀይድታት ኮቪድ ተተኣታቱ 07/05/2021 09:00 ...
ንምንታይ'ዩ ጾታዊ ዓመጽ ከጋጥም እንከሎ ብዙሓት መሰናኽላት ንፍትሒ ዝህልው፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ) 06/05/2021 16:11 ...
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ግብጺን ዑደት ይገብር ኣሎ። (ካብ ሓጸርቲ ጸብጻብ) 05/05/2021 06:07 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ብናጻ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምምሃር ይከኣል’ዩ። (መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 05/05/2021 07:55 ...
'ናይ ሓባር ኢፍጣር ወለዶታት ብሓንሳብ ክንእከብን ሃይማኖትን ባህልን ናብ ዝቕጽል ወለዶ ከነመሓላልፍን ይሕግዘና' - ኣማን ኣሕመድ ጣሃ 04/05/2021 09:57 ...
View More