Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ ዉሽጢ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸዘኑ መዓልቶም ዘሕለፉ ኬሚካላት እንተተፈንጂሮም ነታ ከተማን ከባቢኣን ከቃጽል ይኽእል’ዩ” ሓላፊ ንብረት መንግስቲ ኢትዮጵያ

Source: Getty Images

ኢትዮጵያ ኣብቲ ትሃንጾ ዘላ ሓጽቢ ሓበሬታ ንምልውዋጥ ይሕግዝ እዩ ናብ ዝበለቶ እማመ ክኣትዋ ዝተዓደማ ግብጽን ሱዳንን ነቲ ዕድመ ተሓሲመንኦ።ኤርትራ ብሰንኪ እምነቶም ልዕሊ 4 ዓመታት ዝተኣስሩ ዝርበኩዎም ልዕሊ ሰላሳ ሰባት ፈቲሓ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣብ ዉሽጢ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸዘኑ መዓልቶም ዘሕለፉ ኬሚካላት እንተተፈንጂሮም ነታ ከተማን ከባቢኣን ከቃጽል ይኽእል’ዩ” ሓላፊ ንብረት መንግስቲ ኢትዮጵያ 12/04/2021 04:26 ...
ፎረም ውድባት ትግራይ ህወሓት ኣብ መዝገብ ግብረሽበራ ክሰፍር ንዝተወሰነ ውሳኔ ጉልባብ ምጽናት ዓሌት እዩ ብምባል ተቓዊሞም። 10/05/2021 05:54 ...
“ምግማቱ ዘየሸግር ብዙሕ ቁጽሪ ኤርትራዊ ኣብዚ ኲናት ሃሊቑ ኣሎ።” ፕሮ/ ዓወት ተወልደ 09/05/2021 20:40 ...
ንኤርትራውያን ን30 ዓመት ከውርደሎም ዝጸንሐ ግፍዕታት ኣብ ትግራይ ኣብ ትሕቲ 6 ወርሒ ብምፍጻም ንዓለም ኣርእይዋ - ሜሮን እስቲፋኖስ 08/05/2021 25:16 ...
“ኣብ ትግራይ ዘሎ ዉግእ ሓድሕድ ብገለ እንተተወዲኡ፡ ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ዘለዋ ረጽሚ ክገድድ ኢኻ ትጽበዮ።” ፕሮ/ ዓወት ተወልደ 07/05/2021 26:38 ...
መደብ ፍሮንትላይን ፒቢኤስ ሕሱም ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝሰነደት ፊልም ኣቕሪባ; ሲድኒ ቀይድታት ኮቪድ ተተኣታቱ 07/05/2021 09:00 ...
ንምንታይ'ዩ ጾታዊ ዓመጽ ከጋጥም እንከሎ ብዙሓት መሰናኽላት ንፍትሒ ዝህልው፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ) 06/05/2021 16:11 ...
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ግብጺን ዑደት ይገብር ኣሎ። (ካብ ሓጸርቲ ጸብጻብ) 05/05/2021 06:07 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ብናጻ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምምሃር ይከኣል’ዩ። (መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 05/05/2021 07:55 ...
'ናይ ሓባር ኢፍጣር ወለዶታት ብሓንሳብ ክንእከብን ሃይማኖትን ባህልን ናብ ዝቕጽል ወለዶ ከነመሓላልፍን ይሕግዘና' - ኣማን ኣሕመድ ጣሃ 04/05/2021 09:57 ...
View More