Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ግብጺን ዑደት ይገብር ኣሎ። (ካብ ሓጸርቲ ጸብጻብ)

Source: Getty Images

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ብዛዕባ ጉዳይ ቅልውላው ትግራይ ዝርከቦ ምስ መራሒ ሕቡራት ዓረብ ኢመረት ዘትዩ።ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ግብጺን ዑደት ይገብር ኣሎ።ሩሲያ ኣብ ምብራቓዊ ሱዳን ንዝህነጽ መዓስከር ሰራዊት ብዝብል ዘእተወቶ ናውቲ ከተውጽእ ሱዳን ሓቲታት።ሱዳን እቲ ግድብ ህዳሰ ዝስረሓሉ ዘሎ ክልል ቤን ሻንጉል ግዝ ኣተይ’ዩ ምባላ ቅኑዕ ኣይኮነን ክብል ኣፈኛ ሚ/ሪ ወጻኢ ኢትዮጵያ ገሊጹ።ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ጌሩ።ኢትዮጵያ ሓዲሽ ምልክትን ኣልባሳትን ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪቓ።ሚ/ሪ ሕርሻ ኤርትራ ምሩጽ ዘርኢ ንሓረስቶት ዓዲሉ።ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝግበር ምርጫ ሉኡኽ ከምዘይሰድድ ኣፍሊጡ።ነበር ኮሚሽነር ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ሞይቱ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ግብጺን ዑደት ይገብር ኣሎ። (ካብ ሓጸርቲ ጸብጻብ) 05/05/2021 06:07 ...
ዕለታዊ ዜና 24 ሰነ 2021 SBS ትግርኛ 24/06/2021 15:09 ...
ዉሕ ሃገራትን ሕብረት ኣውሮጳን ንደብዳብ ነፈርቲ ኣብ ትግራይ ኮኒኖም፡ ሓይሊታት ትግራይ ድማ ነፋሪት ኣውዲቖም። (ካብ ጸብጻብ) 24/06/2021 09:35 ...
ናይ ሰብኣዊ ቪዛ ዝረኸቡ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኣሻሓት ስደተኛታት ናብ ኣውስትራሊያ ከይኣትዉ ብምሽጋሮም ኣብ ሰንፈላል ወዲቖም ይርከቡ። 24/06/2021 03:57 ...
"ኣብይ፡ እዚ ምርጫ ከድሕኖ ከምዘይክእል ፈሊጡ'ዩ፡ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ከይወጽእ ዝደሊ" ሰናይ ገ/መድህን 23/06/2021 23:38 ...
ቅነ ናይዶክ (NAIDOC) ምሕዋይ ሃገር፡ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 23/06/2021 07:57 ...
"ኤርትራ፡ ኣብ ውሽጣዊ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣየመሓየሸትን፡ ብተወሳኺ ናብ ጎሮቤት ከይዳ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣስፊሓቶ፣” ጸብጻብ መርማሪ ኮሚሽን ዉሕሃ ብዛዕባ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ 23/06/2021 04:32 ...
ውዕሎ ምድማጽ መረጻ ኣብ ሸውዓተ ክልላትን ክልተ ርእሰን ዘመሓድራ ከተማታትን ኢትዮጵያ። 22/06/2021 06:51 ...
ዕለታዊ ዜና 21 ሰነ 2021 SBS ትግርኛ 21/06/2021 13:14 ...
ኤምባሲ እንግሊዝ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሓይሊ ዝግበር ምምላስ ስደተይናታትን መቕተልትን ተቓዊሙ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 21/06/2021 03:42 ...
View More