ፎረም ውድባት ትግራይ ህወሓት ኣብ መዝገብ ግብረሽበራ ክሰፍር ንዝተወሰነ ውሳኔ ጉልባብ ምጽናት ዓሌት እዩ ብምባል ተቓዊሞም።

Homeland News

Source: Getty Images

ኣርእስቲ ጸብጻብ፥ ኣመንቲ እስልምና ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ስነስርዓት ምፍጣር ከየካዱ ስለዝተኸልከሉ ምስ ሓይልታት ፀጥታ ተራጺሞም። ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ቤተመንግስቲ እታ ሃገር ንስደተኛታት ሶርያ ዓዲሙ ኣብ ዘፍጠረሉ ቅንያት ዩ እዚ ረጽሚ ኣጋጢሙ ዘሎ። ኣብ ትግራይ ዘለዉ ስደተኛታት ዳግም ንምጥያስ ኣጸጋሚ ከም ዝኾነ ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ኢትዮጵያ ካብ ፍርያት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ክትረኽቦ ዝሓሰበቶ ኣታዊ ሰደድ ወጻኢ ብከቢድ ከም ንዝተሃስየ ገሊጻ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now