ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ 'ሓደ መዓልቲ ክወጽእ እዩ' ወሃቢ ቃል ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ። (ጸብጻባት

Homeland News

Source: Getty Images

ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ህጻናት ዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕቲ ከም ዘይነከየ ዩኒሴፍ ገሊጹ። ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፌልትማን ኣብ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ ቅልውላው ኢትዮጵያን ግድብ ህዳሴን ንምፍታሕ ዑደት የካይዱ ኣለዉ። ስነስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ 6 ሰነ 2021 ኣብ ኣስመራ ዝርከብ መቓብር ሓርበኛታት ክፍጸም’ዩ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now