ትካላት ጥዕና ኢትዮጵያ ብውጉኣት ኩናት ከም ዘዕለቕለቓ ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ገሊጹ።

Homeland News

Source: Getty Images

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ኣምባሳደራ ንምምይይጥ ስሒባ። ዋጋ ዶላር ኣብ ኢትዮጵያ ብ5 ዕጽፊ ወሲኹ ተባሂሉ። ትካላት ጥዕና ኢትዮጵያ ብውጉኣት ኩናት ከም ዘዕለቕለቓ ተገሊጹ። ኣብ ምዕራብ ትግራይ መቕተልቲን ምድጓንን ተጋሩ ገዲዱ ከም ዘሎ ተገሊጹ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now