“ዝሃውተተ ዘረባ” መልሲ ኣቶ የማነ ገ/መስቀል ንሌ/ጀ ጻድቃን ብዛዕባ ዋንነት ዓሰብ ንዝሃቦ ቃል

SBS Tigrinya News

Source: Twitter YT

ናይ ቃላት ረጽሚ ኢትዮጵያዊ ሌተናል ጄኔራል ጻድቃን ገብረትንሳኤን ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀልን ኣብ ጉዳይ ዋንነት ዓሰብ፣ ባይቶ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ ንፋብሪካ ሽኮር ወልቃይት ክዕድግ ይግስግስ፣ መንግስቲ ኤርትራ ስለምንታይ ንጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ክምለሱ ከም ዝገበረ መብርሂ ክህብ ይሕተት፣ ኦነግ ዘይዛሪ ባርዕ ከይውላዕ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣደብ ክገብር የጠንቅቕ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now