Source: Pr. Bereket Habte Selassieዕላል ምስ ፕሮ.በረኸት ሃብተስላሴ፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ንድፊ ቅዋም ኤርትራ ኮይኑ ቅዋም ዝጸሓፈ ኣብርእሲ ምዃኑ ብዛዕባ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክኒኡን ብዛዕባ ኣፍሪቃን ዓለምን ዝምልከት ብዙሕ ጽሑፋትን መጻሕፍቲን ጽሒፉ ዘሕተመ እዩ። ብምኽንያት ኣብዚ ቅሩብ መዓልታት ዝጸሓፋ መጽሓፍ “Defiance” ምኽንያት ብምግባር ምስ ሬድዮ SBS ትግርኛ ዝገብሮ ዕላል። “ህዝቢ ኤርትራ መስተንክር ታሪኽ ዝሰርሐ ህዝቢ ስለዝኾነ ክ እለት ዘለኩም ብዛዕባኡ ክትጽሕፉ ኣለኩም።”
ዕላል ምስ ፕሮ.በረኸት ሃብተስላሴ፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ንድፊ ቅዋም ኤርትራ ኮይኑ ቅዋም ዝጸሓፈ ኣብርእሲ ምዃኑ ብዛዕባ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክኒኡን ብዛዕባ ኣፍሪቃን ዓለምን ዝምልከት ብዙሕ ጽሑፋትን መጻሕፍቲን ጽሒፉ ዘሕተመ እዩ። ብምኽንያት ኣብዚ ቅሩብ መዓልታት ዝጸሓፋ መጽሓፍ “Defiance” ምኽንያት ብምግባር ምስ ሬድዮ SBS ትግርኛ ዝገብሮ ዕላል። “ህዝቢ ኤርትራ መስተንክር ታሪኽ ዝሰርሐ ህዝቢ ስለዝኾነ ክ እለት ዘለኩም ብዛዕባኡ ክትጽሕፉ ኣለኩም።”