Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ ኢትዮጵያ ዕጡቓት ጉጅለታት ክሳብ ዓድታት ምቁጽጻር በጺሖም፡ ኣሜሪካ ኣብ ቃልሲ ንክሊማዊ ለውጢ ንመራሕቲ ጸቕጢ ትገብር

Source: Getty

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (22/04/2021) * ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ንመደብ ዝርጋሐ ክታበት ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ዘበራብረሉ ዘሎ እዋን ሃገራዊ ዝርጋሐ ምሃብ ክታበታት ኮሮናቫይረስ ኣብ ኣውስትራልያ ክቀላጠፍ'ዩ።* ኣሜሪካ ቀቅድሚ'ቲ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ዘኣንግዶ ምስላዊ/ብቪድዮ ዝካየድ ክሊማዊ ዋዕላ መራሕቲ ዓለም ኣብ ልዕሊ መራሕቲ ዓለም ጸቕጢ ትገብር።* ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ሓደ ዕጡቕ ጉጅለ ንሓንቲ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኢትዮጵያ እትርከብ ወረዳ ከምዝተቖጻጸረት ገሊጹ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣብ ኢትዮጵያ ዕጡቓት ጉጅለታት ክሳብ ዓድታት ምቁጽጻር በጺሖም፡ ኣሜሪካ ኣብ ቃልሲ ንክሊማዊ ለውጢ ንመራሕቲ ጸቕጢ ትገብር 22/04/2021 09:57 ...
ዕለታዊ ዜና 24 ሰነ 2021 SBS ትግርኛ 24/06/2021 15:09 ...
ዉሕ ሃገራትን ሕብረት ኣውሮጳን ንደብዳብ ነፈርቲ ኣብ ትግራይ ኮኒኖም፡ ሓይሊታት ትግራይ ድማ ነፋሪት ኣውዲቖም። (ካብ ጸብጻብ) 24/06/2021 09:35 ...
ናይ ሰብኣዊ ቪዛ ዝረኸቡ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኣሻሓት ስደተኛታት ናብ ኣውስትራሊያ ከይኣትዉ ብምሽጋሮም ኣብ ሰንፈላል ወዲቖም ይርከቡ። 24/06/2021 03:57 ...
"ኣብይ፡ እዚ ምርጫ ከድሕኖ ከምዘይክእል ፈሊጡ'ዩ፡ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ከይወጽእ ዝደሊ" ሰናይ ገ/መድህን 23/06/2021 23:38 ...
ቅነ ናይዶክ (NAIDOC) ምሕዋይ ሃገር፡ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 23/06/2021 07:57 ...
"ኤርትራ፡ ኣብ ውሽጣዊ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣየመሓየሸትን፡ ብተወሳኺ ናብ ጎሮቤት ከይዳ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣስፊሓቶ፣” ጸብጻብ መርማሪ ኮሚሽን ዉሕሃ ብዛዕባ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ 23/06/2021 04:32 ...
ውዕሎ ምድማጽ መረጻ ኣብ ሸውዓተ ክልላትን ክልተ ርእሰን ዘመሓድራ ከተማታትን ኢትዮጵያ። 22/06/2021 06:51 ...
ዕለታዊ ዜና 21 ሰነ 2021 SBS ትግርኛ 21/06/2021 13:14 ...
ኤምባሲ እንግሊዝ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሓይሊ ዝግበር ምምላስ ስደተይናታትን መቕተልትን ተቓዊሙ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 21/06/2021 03:42 ...
View More