ዕለታዊ ዜና 5 ሚያዚያ 2021 SBS ትግርኛ

News

Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ክታበት ኣስትራዘነካ ምውሳድ ዘተሓሳስብ ነገር የለን ክብል ማሕበር ሕክምና ኣውስትራሊያ ገሊጹ። ** ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ኣብ ትግራይ ሰላም ክወርድ ጸዊዖም። ** ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዮርዳኖስ ኣማን ሳፋዲ ፡ እታ ሃገር ምእንቲ ኽትዓኑ ኢሉ ምስ ወጻእተኛታት ወገናት ውዲት ከም ዝፈጸመ፡ ነቲ ናይ ቀደም ዘውዳዊ ሉዑል ከሲሱ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now