Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ዕለታዊ ዜና 29 ሚያዚያ 2021 SBS ትግርኛ

Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣብዚ ሰሙን እዚ ልዕሊ ክልተ ሚልዮን ሰባት ክታበታት ኮቪድ-19 እኳ እንተተኸትቡ ፡ ናይ ኣውስትራሊያ ናይ ክታበት መስርሕ ግን ኣብ ድሕሪት ከምዝርከብ ተገሊጹ። ** ኣብ ሕንዲ መዓልታዊ ብሰንኪ ኮቪድ-19 ዝሞቱ ሰባት 360,000 በጺሖምን መዓልታዊ ብቫይረስኮሮና ዝሞቱ ድማ 200,000 ሓሊፎም ። ** ኢትዮጵያ: ሰራዊት ኤርትራ ዝዓጸውዎ መገዲ ዓዲግራት - ዓድዋ - ኣክሱም ክኸፍቱላ ንኣዘዝቶም ሓቲታ መልሲ ትጽበ ኣላ” ኣዛዚ ሰራዊት ኢትዮጵያ ጀነራል ዮሃንስ ገ/መስቀል

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ዕለታዊ ዜና 29 ሚያዚያ 2021 SBS ትግርኛ 29/04/2021 14:53 ...
“ምስ ደገፍቲ ናይቲ ስርዓት ከይተረፈ ሓቢርና ክንሰርሕ ኣለና፡ ዝብል ሓሳብ ክንሰርሓሉ ኢና።” ዶ/ር መሓመድ ብርሃን እድሪስ 11/06/2021 27:35 ...
ዕለታዊ ዜና 10 ሰነ 2021 SBS ትግርኛ 10/06/2021 14:44 ...
ግብጽን ሱዳንን ማሕበረሰብ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ትገብሮ ዘላ በይነኣዊ ጉዕዞ ምምላእ ማይ ደው ከብለለን ሓቲተን። (ሓጸርቲ ጸብጻብ) 10/06/2021 05:45 ...
ካብ ወጻኢ ቆልዓ ኣምጺእካ ምዕባይ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 09/06/2021 10:25 ...
"ሎሚ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ነዊሕ መደብ ጌርካ ክትሰርሕ ኣይትኽእልን ኢኻ።" ልኡል ፍስሃየ 09/06/2021 24:58 ...
ዕለታዊ ዜና 7 ሰነ 2021 SBS ትግርኛ 07/06/2021 16:58 ...
"ሎሚ ኩሉ ትግራዋይ ንብረቱ ሸይጡ ካብ ኢትዮጵያ ክወጽእ እምበር ኢንቨስት ክገብር ዝደሊ የለን።" ልኡል ፍስሃ (ቀዳማይ ክፋል) 07/06/2021 16:30 ...
ኤርትራ፡ ናይ ኮቪድ ዕጽዋ ዳግም ተትርር። (ሓጸርቲ ጸብጻብ) 07/06/2021 06:25 ...
ኮፓ ኣሜሪካ ልክዕ ከም ኦሎምፒክስ ኣብ ምልክት ሕቶ ኣትዩ፡ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ኣብ ፖድየም ተሰቒሉ 07/06/2021 10:53 ...
View More