ዕለታዊ ዜና 10 ግንቦት 2021 SBS ትግርኛ

News

Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ፈደራላዊ ባጀት ፡ ብውሑዱ 5 ቢልዮን ዶላር ወጻኢታት ንምምዕባል ትሕተ ቕርጺ ክምድብዩ። ** ኣብ መንጎ ሓይሊታት ትግራይን መንግስቲ ኢትዮጵያን ምስ ወተሃደራት ኤርትራ ኲናት ይቕጽል፥ ዓለም ለኻዊ ሰብኣዊ ረድኤት ተገቲኡ ከምዘሎ ተገሊጹ። ** መንግስቲ ኣውስትራሊያ ስደተኛታት ንምእታው ነቲ ናይ ካናዳ ሞዴል ክኽተል ከምዝደሊ ተገሊጹ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now