ዕለታዊ ዜና 31 ግንቦት 2021 SBS ትግርኛ

News

Source: Getty Images

*** ኣብ ቪክቶሪያ ፡ ሎሚ [31 ግንቦት] 11 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ከምተለኽፉ ተፈሊጡ *** ቀንዲ ኣሰናዳኢ ናይ ሓደ ኣብ ቤላሩስ ዝርከብ ህቡብ ናይ ኢንተርነት ዜና ፡ ብ ጥርጣረ ጥሩፍነት ኣብ ቀይዲ ኣትዩ። ***ዉድድራት French Open ይቕጽል ጃፓናዊት ናኦሚ ኦሳካ ናይ ፈለማ መቕጻዕቲ ተቐቢላ፡ ***ሰበ-ስልጣን ቬትናም ፡ ሓድሽ ዓሌት ኮሮናቫይረስ ከም እተረኽበ ኣፍሊጦም፣ እዚ ድማ ኣብ ህንድን እንግሊዝን ንመጀመርታ ግዜ ናይ ተረኽበ ሕውሳውስ እዩ ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now