ዕለታዊ ዜና 21 ሰነ 2021 SBS ትግርኛ

News

Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ***በርናቢ ጆይስ መራሒ ናይ ሰልፊ ናሺናል መራሕን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራሊያ ኰይኑ ዳግም ስልጣኑ መሊሱ። ****ተጣበቕቲ ኣብቲ ኣብ ሪዮ ዲ ጃኔሮ ዝርከብ ናይ ኮፓካባና ገማግም ባሕሪ 500,000 ብራዚላውያን ብሰንኪ ኮቪድ-19 ዝሞቱሉ ዘኪሮም። ***** ኣብ ኢትዮጵያ ሎሚ ፓርላመንታዊ ምርጫ ይግበር ኣሎ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now