ዕለታዊ ዜና 5 ሓምለ 2021 SBS ትግርኛ

News

Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ኒው ሳውዝ ዌልስ 35፡ ኲንስላንድ ኣርባዕተ ቪክቶሪያ ባዶ ሓደሽቲ ኮቪድ-19 ኣመዝጊበን። **** ሱዳን ኣብ ትግራይ እናኸፍአ ዝኸይድ ዘሎ ቅልውላው ኣብቲ ከባቢ ዘለዋ ሃገራት ዘይምርግጋእ ከይፈጥር የተሓሳስበኒዩ ክትብል መግለጺ ኣውጺኣ። ***** ናብ ኣውሮጳ ክሰግሩ ዝፈተኑ፡ኤርትራውያንዝርከብዎምስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠለቑን ዝደሓኑን ከምዘለዉ ተፈሊጡ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now