ሰልፊ ብልጽግና መንግስቲ ዘመስርቶ ድምጺ ይረክብ፤ ሰልፊ ናጽነት ኦሮሞ ኣብ ኦሮምያ ዳግማይ መረጻ ክካየድ ይሓትት። (ሓጺር ጸብጻብ)

Homeland News

Source: Getty Images

ሰልፊ ብልጽግና ነቲ ኣብ ጳጉሜን ዝካየድ መረጻ ኢትዮጵያ ከይተጸበየ መንግስቲ ዘመስርቶ ድምጺ ከም ዝረኸበ ወግዓዊ ኣብ ዝገበረሉ እዋን ፤ ሰልፊ ናጽነት ኦሮሞ ኣብ ኦሮምያ ዳግማይ መረጻ ክካየድ ሓቲቱ። ኣብ ቀረባ እዋን ዝተኣስሩ ጋዜጠኛታት ኢትዮ-ፎረምን ኣውሎ ሚድያን ኣተሓሕዛኦም ሕጋዊ ክኸውን ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ሓቲቱ። ኣብ ርእሰ ከተማ ሶማሊያ ሞቓድሾ ብዉሑዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም። ዝብሉን ካልኦት’ ዝብሉ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now