ዝተፈላለዩ ኣረኣእያታት ኤርትራዊያን ብዛዕባ ምትሓዝ መቐለ ብሓይሊታት ትግራይ፡ (ቀዳማይ ክፋል)

Eritrean views on Tigray war

Salih Ejail, Redei Ayub and Tesfagabir G/Yohannes Source: Supplied

ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ዉግእን ምትሓዝ ከተማ መቐለን ብዛዕባ ዝምልከት ዝተፈላለዩ ኣረኣእያታት ኤርትራዊያን ይንጸባረቕ ኣሎ። ኣቶ ሳላሕ ዕጀል ካብ ኣውስትራሊያ፡ ኣቶ ረድኢ ኣዩብ ካብ እንግሊዝ ከምኡ'ውን ኣቶ ተስፋጋብር ገብረዮሃንስ ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ ሓሳባቶም ኣካፊሎም ኣለዉ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now