"ኤርትራ፡ ኣብ ውሽጣዊ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣየመሓየሸትን፡ ብተወሳኺ ናብ ጎሮቤት ከይዳ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣስፊሓቶ፣” ጸብጻብ መርማሪ ኮሚሽን ዉሕሃ ብዛዕባ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ

News

Source: Getty Images

ናብ ናይ ሕቡራት መንግስታት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ዝቐረበ ሪፖርት መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ግጭት ኣብ ክልል ትግራይ ተሳቲፉ ፡ ኣብ ትግራይ ዝነበሩ ሓተቲ ዑቕባ ኤርትራውያን ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ተፈጺሙ ክብል ይኸስስ ። ሓዲሽ ፍሉይ ልኡኽ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ኮይኑ ተሸይሙ ዘሎ ፡ መሓመድ ዓብደልሳላም ባቢከር ፡ ኣብ 2017 ኣባል ናይታ ናይ ዉሕሃ ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ማዕቀብ ንኽግበር እትከታተል ጕጅለ ዝነበረ'ዩ፡ ነቲ ጸብጻብ ኣቕሪብዎ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now