SBS Arabic24 ni moja ya huduma za lugha, inayo tolewa na SBS. Source: SBSSbs መበል 50 ዓመት ልደቱ ንምኽባር ኣብ ዝቀራረበሉ ዘሎ እዋን ዝህቦ ናይ ብዙሕ ቋንቋታት ኣገልግሎታቱ ክኽልሶ ጀሚሩ። ነቲ ኣብዚ ዓመት እዚ እተገብረ ቘጸራ ህዝቢ ፡ መሰረት ብምግባር ነቲ ኣብ ዝቕጽል ሓሙሽተ ዓመት ዝወሃብ ናይ ቋንቋ መደባትን ትሕዝቶኡን ክውሰን እዩ ።
Sbs መበል 50 ዓመት ልደቱ ንምኽባር ኣብ ዝቀራረበሉ ዘሎ እዋን ዝህቦ ናይ ብዙሕ ቋንቋታት ኣገልግሎታቱ ክኽልሶ ጀሚሩ። ነቲ ኣብዚ ዓመት እዚ እተገብረ ቘጸራ ህዝቢ ፡ መሰረት ብምግባር ነቲ ኣብ ዝቕጽል ሓሙሽተ ዓመት ዝወሃብ ናይ ቋንቋ መደባትን ትሕዝቶኡን ክውሰን እዩ ።