ንኢትዮጵያ ከይውክል ዝወሰንኩዎ ኣይጠዓሰሉን'የ፡ ሰላም ንኽሰፍን ምክፍፋል ስልጣን ይሃሉ - ሲፋን ሓሰን

Letesenbe, Sifan and Kalkidan during the final rounds of the 10000m final in Tokyo

Source: Getty

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (16/08/2021) * ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ ኢትዮጵያ ኣንጻር ጋናን ዚምባብወን ንእተካይዶም መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም 2022 28 ተጻወቲ ልምምዶም ክጅምሩ መሪጹ፡ * ኣብ መባእታዊ መጻረዪ ግጥማት ናብ’ቲ ኮስታሪካ ተአንግዶ ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ፊፋ ደቀንስትዮ መንእሰያት ት20 ኤርትራ ንጂቡቲ ኣብ ቀዳማይ እግሪ ግጥም 3-1 ስዒራታ፡ * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፖሎኝ ጽቡቕ ምንቅስቓስ ኣርእዩ፡ ዳዊት የማነ ከኣ ምስ ጋንታ ባይክ ኤይድ ተጸንቢሩ፡ * ሰለስተ መዳልያታት ብምዕታር ኣብ’ቲ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝተዛዘመ ግጥማት ኦሎምፒክስ ቶክዮ 2020 ቅያ ዝሰርሐት ኢትዮጵያ ዝመበቆላ ነዘርላንዳዊት ሲፋን ሓሰን ንኢትዮጵያ ወኪላ ከይትወዳደር ምውሳና ከምዘየጣዕሳን ኣብ’ታ ሃገራ ሰላም ክወርድ ከምእትደልን ገሊጻ፡



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service