اگر ویزه بریجینگ سی داشته باشد، تحت هیچ شرایطی نمیتوانید به خارج از کشور سفر کنید. Source: Getty Imagesኣብ ኣውስትራሊያ ውሽጢ ሓደ ሰብ ቪዛ ንምርካብ እንተኣመልኪቱ እሞ እቲ ናይ ቪዛ ሕቶኦም ውሳነ ክሳብ ዝወሃቦም ኣብ ውሽጢ ሃገር ብሕጊ ንክፀንሑ ናይ መሰጋገሪ ቪዛ ይወሃቦም እዩ ። ከከም ኩነታቱ ምስቲ ኣመልካቲ ዝተፈላለየ ቅድመ ኵነታት ዝመጹ ብዙሓት መሰጋገሪ ዘለዎም ቪዛታት ኣለዉ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መደብ፡ ብዛዕባ እቶም ፍሉጣት መሰጋገሪ ቪዛታትን ምስ ኦም ዝተሓሓዙ መሰላትን ቅድመ ኩነታትን ክገልጽ'ዩ።
Published
Presented by Beyene Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ኣውስትራሊያ ውሽጢ ሓደ ሰብ ቪዛ ንምርካብ እንተኣመልኪቱ እሞ እቲ ናይ ቪዛ ሕቶኦም ውሳነ ክሳብ ዝወሃቦም ኣብ ውሽጢ ሃገር ብሕጊ ንክፀንሑ ናይ መሰጋገሪ ቪዛ ይወሃቦም እዩ ። ከከም ኩነታቱ ምስቲ ኣመልካቲ ዝተፈላለየ ቅድመ ኵነታት ዝመጹ ብዙሓት መሰጋገሪ ዘለዎም ቪዛታት ኣለዉ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መደብ፡ ብዛዕባ እቶም ፍሉጣት መሰጋገሪ ቪዛታትን ምስ ኦም ዝተሓሓዙ መሰላትን ቅድመ ኩነታትን ክገልጽ'ዩ።