ወተሃደራዊያን ነፈርቲ ቻይና ኣብ ምብራቓዊ እዚ ሰራዊት ሓርነት ቻይና (PLA) ናይ ሃባር ልምምድ ኲናት ኣብ ከባቢ ደሴት ታይዋን (ሰንበት, ነሓሰ. 7, 2022. (Gong Yulong/Xinhua via AP) Credit: Gong Yulong/APኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኣውስትራልያ ዢያ ኩያን [ሸ-ጉን ቺን] ብረቡዕ (10 ነሓ.) ንሃገራዊ ክለብ ፕረስ ኣብ ዘስመዖ መደረ ፡ በይጂንግ ኣብ ልዕሊ እታ ርእሳ እትመሓደር ናይ ደሴት ታይዋን ግዝኣታ "ንድርድር ቦታ የብላን" ብምባል ፡ ንፌደራላዊ መንግስቲ ብዛዕባ ታይዋን ዝምልከት "ጥንቃቐ" ገይሩ ክርእዮ ገሊጹ። ድሕሪ እቲ ናይ ኣመሪካ ወሃቢት ቃል ባይቶ ናንሲ ፐሎሲ ናብ ታይፐይ ዝገበረቶ ምብጻሕ ፡ ኣብቲ መጻብቦ ታይዋን ውጥረት ሰፊኑ ይርከብ ።
Published
Updated
By Essam Al-Ghalib
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኣውስትራልያ ዢያ ኩያን [ሸ-ጉን ቺን] ብረቡዕ (10 ነሓ.) ንሃገራዊ ክለብ ፕረስ ኣብ ዘስመዖ መደረ ፡ በይጂንግ ኣብ ልዕሊ እታ ርእሳ እትመሓደር ናይ ደሴት ታይዋን ግዝኣታ "ንድርድር ቦታ የብላን" ብምባል ፡ ንፌደራላዊ መንግስቲ ብዛዕባ ታይዋን ዝምልከት "ጥንቃቐ" ገይሩ ክርእዮ ገሊጹ። ድሕሪ እቲ ናይ ኣመሪካ ወሃቢት ቃል ባይቶ ናንሲ ፐሎሲ ናብ ታይፐይ ዝገበረቶ ምብጻሕ ፡ ኣብቲ መጻብቦ ታይዋን ውጥረት ሰፊኑ ይርከብ ።