ኣብዚ ክካየድ ዝቐነየ ናይ ኤርትራዊያን ፌስቲቫላት ኣብ ወጻኢ፡ ካብ ቅድም ብዝተፈልየ፡ ኣብ ደምበ ተቓዉሞ ዝነበሩ ናብቲ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝድገፍ ፈስቲቫላት ክሓብሩ ተራእዮም። ነዚ ኣመልኪትና ብዛዕባዚ ዝተፈላለየ ርእይቶ ዘለዎም፡ ኣቦ ወምበር ዋን ኔሺን ኣቶ ዳኒኤል ትኽላይን ን ኣባል ባይቶ ይኣክል ኣቶ ዮናስ ሓጎስን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends