SKIP TO MAIN CONTENT

“ዉድብ ዘይኮነ ንቕድሚት ክመጽእ ዘለዎ ሕጂ፡ እቲ ህዝቢ’ዩ በብወከልቱ ጌሩ ናብ ናይ ሓባር ትካል ክመጽእ ዘለዎ።”(ካልኣይ ክፋል ዘተ ምስ ኣቶ በየነ ገረዝግሄር)

Government in Exile conversation with Beyene Gerezghier
Source: Beyene Ghebregziabher

"እታ ሃገር ነቶም ዓበይቲ ትማሊኦም’ያ ነቲ መንእሰይ’ከኣ ጽብሑ’ያ፡ ስለዚ ካባና ተመሃሩ ኢልካ ኣብቲ ነቲ መንእሰይ ጽብሑ ዝኾነት ሲቪላዊ ኣተሓሳስባ ኣምጺእካ ክትመርሖም ይከኣል’ዩ።" ዝብል ትሕዝቶ ዘረባ ዘለዎ፡ ካልኣይ ክፋልን መወዳእታን ዘተ ብዛዕባ ምቛም መንግስቲ ኣብ ወጻኢ ምስ ኣቦ-መንበር ምንቅስቓስ ብሩህ መጻኢ ኤርትራ ኣቶ በየነ ገረዝግሄር።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

"እታ ሃገር ነቶም ዓበይቲ ትማሊኦም’ያ ነቲ መንእሰይ’ከኣ ጽብሑ’ያ፡ ስለዚ ካባና ተመሃሩ ኢልካ ኣብቲ ነቲ መንእሰይ ጽብሑ ዝኾነት ሲቪላዊ ኣተሓሳስባ ኣምጺእካ ክትመርሖም ይከኣል’ዩ።" ዝብል ትሕዝቶ ዘረባ ዘለዎ፡ ካልኣይ ክፋልን መወዳእታን ዘተ ብዛዕባ ምቛም መንግስቲ ኣብ ወጻኢ ምስ ኣቦ-መንበር ምንቅስቓስ ብሩህ መጻኢ ኤርትራ ኣቶ በየነ ገረዝግሄር።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now