ኣብ ማሕበረሰብ ኤርትርትራዊያን ኣዚዮ ኣዛራረብቲ ዛዕባታት ዝኾኑ ሓሳባትን ሓባራዊ ፍታሓትን ኣልዒልና ምስ ኣቶ መዝሙር ፍስሃየ ካብ ምዕራብ ኣውስትራሊያ ከተማ ፐርዝ ከምኡ'ውን ኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ካብ ቪክቶሪያ ከተማ መልበርን ዝገበርናዮ ዝርርብ ቀዳማይ ክፋል ኣቕሪብና ኔርና፡ ሎሚ ካል ኣይን ናይ መወዳእታን ክፋሉ ቀሪብና ኣለና።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE

Published
Updated
Source: SBS
Share this with family and friends

