SKIP TO MAIN CONTENT

ጻንሒት ምስ ጋዜጠኛን ጸሓፊን ግርማይ ገብሩ

Journalist Girmay Ghebru
Source: Girmay Gebru

ምስ ጋዜጠኛን ጸሓፊን ግርማይ ገብሩ ብዛዕባ ግጥሚታቱ ካብ ዝተገብረ ዕላል እተወስደ። ዕልልታን ንብዓትን፥ ምፍጣርኪ ዝነግር ብኽያትኪ ሰሚዖም ኩሎም ብዕልልታ ብታሕጓስ ነቢዖም። ደሓርከ ምማትኪ ዝነግር ጥሩምባ ምስ ሰምዑ ጨጉሪ ርእሶም ነጽዮም ንሶም እንትነብዑ ትስሕቂዶ ሽዑ?

Published

Presented by Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ምስ ጋዜጠኛን ጸሓፊን ግርማይ ገብሩ ብዛዕባ ግጥሚታቱ ካብ ዝተገብረ ዕላል እተወስደ። ዕልልታን ንብዓትን፥ ምፍጣርኪ ዝነግር ብኽያትኪ ሰሚዖም ኩሎም ብዕልልታ ብታሕጓስ ነቢዖም። ደሓርከ ምማትኪ ዝነግር ጥሩምባ ምስ ሰምዑ ጨጉሪ ርእሶም ነጽዮም ንሶም እንትነብዑ ትስሕቂዶ ሽዑ?

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now