SKIP TO MAIN CONTENT

"እዚ ስልማት'ዚ ንዓይ ከቢድ'ዩ።" ፕሮ/ግርማይ ነጋሽ ተዓዋቲ ስልማት ሓሳብካ ብናጽነት ምግላጽ ፐን ኤርትራ 2021

Prof. Ghirmai Negash Named PEN Eritrea’s 2021 Freedom of Expression Award Winner
Source: Ghirmay Negash

ፕሮፌሰር ግርማይ ነጋሽ ኣብ ናይ ኣውሮጳ ዩኒቨሪሲታትን ከምኡ'ውን ክሳብ ዝዕጾ ኣብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲውን ኣብ ፈለማ ተስዓታትውን ከም መምህርን ተመራማሪን ስነ-ጽሑፍ ኣፍሪቃ ኮይኑ ሰሪሑ። ኣብዚ እዋን ኣብ ኦሃዮ ዩኒቨርሲቲ ናይ ስነ-ጽሑፍ ፕሮፌሰርን ዳይረክተር ናይ ኣፍሪቃ ፕሮግራምን ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ እዩ። ብቋንቋ እንግሊዝን ትግሪኛን ብዙሕ መጻሕፍቲ ዝጸሓፈን ዝተርጎመን እዩ። ኣብቲ በብዓመቱ ብፐን ኤርትራ ዝዳሎ ሽልማት ሓሳብካ ብናጽነት ምግላጽ ፐን ኤርትራ 2021 ተዓዋቲ ኮይኑ ኣሎ። ምስኡ ዝገበርናዮ ጻንሒት ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።

Published

Presented by Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ፕሮፌሰር ግርማይ ነጋሽ ኣብ ናይ ኣውሮጳ ዩኒቨሪሲታትን ከምኡ'ውን ክሳብ ዝዕጾ ኣብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲውን ኣብ ፈለማ ተስዓታትውን ከም መምህርን ተመራማሪን ስነ-ጽሑፍ ኣፍሪቃ ኮይኑ ሰሪሑ። ኣብዚ እዋን ኣብ ኦሃዮ ዩኒቨርሲቲ ናይ ስነ-ጽሑፍ ፕሮፌሰርን ዳይረክተር ናይ ኣፍሪቃ ፕሮግራምን ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ እዩ። ብቋንቋ እንግሊዝን ትግሪኛን ብዙሕ መጻሕፍቲ ዝጸሓፈን ዝተርጎመን እዩ። ኣብቲ በብዓመቱ ብፐን ኤርትራ ዝዳሎ ሽልማት ሓሳብካ ብናጽነት ምግላጽ ፐን ኤርትራ 2021 ተዓዋቲ ኮይኑ ኣሎ። ምስኡ ዝገበርናዮ ጻንሒት ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now