ጽኑዕ ሕጊ ኣውሮጳን መንግስቲ ልብያ ንጉዳይ ስደተኛታት ባዕሉ ክከታተሎ እንተጀመረኳ፡ ሕጂውን ኣስገርቲ ሰባት ይዓዩን፡ ሊብያዊያን ባዕሎም ኣብቲ ናይ ምሻጥን ምልዋጥን ዕዳጋ ስደተኛታት ተዋፊሮም ኣኣለዉ። ብዛዕባ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ዝሞተ ኤርትራዊ ኣሰጋጋሪን ካልእ ምስኡ ዝተሓሓዝን ተጣባቒ ስደተኛታት ኣብርሃም ተስፋይ ገሊጹልና ኣሎ።
Share

Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends