SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ወጻኢ ክምስረት ብዛዕባ ዝተሓስበ ናይ ደገ መንግስቲ፡ ካብ ኣበገስቱ ኣቶ ሳልሕን ካብ ተቓወምቲ ናይቲ ሓሳብ ኣቶ በየነ ዝተገብረ ዝርርብን (ኣብ 2021 ካብዝቐረቡ ትሕዝቶ)

Interview with Saleh Johar and Beyene Gebregziabher about Eritrean Government in Exile
Saleh Johar Gadi and Beyene Ghebregziabher Source: SM

ኣብ 2021 ኣብ ወጻኢ ካብ ዝነብሩ ገለ ኤርትራዊያን፡ ኣብ ወጻኢ ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ንምቛም ላዕሊ ታሕቲ ክብሉ ተራእዮም ኔሮም። ፈለማ ካብቶም ኣበገስቲ ናይዚ ሓሳብ ዝኾኑ ኣቶ ሳልሕ ጆሃር ቓዲ ብዛዕባ’ቲ ጉዳይ ሓቲትናዮ ኔርና። ብድሕርዚ ነቲ ሓሳብ ካብ ዝተቓወሙ ምንቅስቓስ ብሩህ መጻኢ ኣቦ መንበሩ ዝኾነ ኣቶ በየነ ገረዝግሄር ርእይቶኡ ሂቡና ኔሩ። ነቲ ኣብዝተፈላለዩ እዋን ዘቕረብናዮ ገለ ካብ ትሕዝቶታቱ ኣካል ኣብዚ ዓመት ብብዝሒ ካብዝተሰምዑ መደባትና ጸሙኢቕና ኣቕሪብናዮ ኣለና። እዚ ቀሪቡ ዘሎ ምሉእ እቲ ቃለ መሕትት ዘይምዃኑን ኣብዝተፈላለየ እዋናት ዝቐረበ ምዃኑን ደጊምና ክንሕብር ንፈቱ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ 2021 ኣብ ወጻኢ ካብ ዝነብሩ ገለ ኤርትራዊያን፡ ኣብ ወጻኢ ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ንምቛም ላዕሊ ታሕቲ ክብሉ ተራእዮም ኔሮም። ፈለማ ካብቶም ኣበገስቲ ናይዚ ሓሳብ ዝኾኑ ኣቶ ሳልሕ ጆሃር ቓዲ ብዛዕባ’ቲ ጉዳይ ሓቲትናዮ ኔርና። ብድሕርዚ ነቲ ሓሳብ ካብ ዝተቓወሙ ምንቅስቓስ ብሩህ መጻኢ ኣቦ መንበሩ ዝኾነ ኣቶ በየነ ገረዝግሄር ርእይቶኡ ሂቡና ኔሩ። ነቲ ኣብዝተፈላለዩ እዋን ዘቕረብናዮ ገለ ካብ ትሕዝቶታቱ ኣካል ኣብዚ ዓመት ብብዝሒ ካብዝተሰምዑ መደባትና ጸሙኢቕና ኣቕሪብናዮ ኣለና። እዚ ቀሪቡ ዘሎ ምሉእ እቲ ቃለ መሕትት ዘይምዃኑን ኣብዝተፈላለየ እዋናት ዝቐረበ ምዃኑን ደጊምና ክንሕብር ንፈቱ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now