"ምስተኸተብና፡ እቲ ቫይረስ እንተሓዘና'ውን ኣይንሓምምን ኢና።" ዶ/ር ጥላሁን ነጋሽ

Edmondson Park Source: SBS
ምስ ክታበት ኮሮና ቫይረስ ዝተሓሓዝ ብዙሕ ሕቶታት ይቐርቡ'ዮም። ናይ ክታበት ጥቕሚን ሳዕቤንን፥ ኣብ መንጎ ክልተ እዋን ክታበት ዘሎ ናይ ግዜ ጋግ ኣብ ብቕዓት ክታበት ጽልዋ ኣለዎዶ? ዝብሉን ተተሓሓዝቲ ዛኦባታትን ኣብዚ ትሕዝቶ መልሲ ይርከብ።
Share
Edmondson Park Source: SBS
SBS World News